ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ-ኤርትራውያን ሰብሞያ ቁጠባን ሕሳብን፡ ብዛዕባ ምቕያር ባጤራ ርእይትኦም ይህቡ (1ይ ክፋል)


ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑር(ጸጋም) ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ (የማን

ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ፡ ምሁር ቁጠባን መምህር ዩኒቨርሲቲን ካብ ዓዲ እንግሊዝ'ዩ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑር፡ ምሁር ሕሳብን፡ ሓላፊ ክፍሊ ምምሕዳር ባንኪ ኤርትራ ዝነበረን`ዮም።

ምኽንያትን መበገሲን ምቕያር ናቕፋ እንታይ`ዩ? ምስ ዝቕባበን ዕብየት ኤኮኖምን ብኸመይ ይተኣሳሰር? ባንክታት ኤርትራ ስለምንታይ`የን፡ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ስሉጣት ዘይኮና?

እዚ ሓዲሽ ለውጢ ባጤራ ናቕፋ`ኸ፡ ኣብ ዘመናውነት ስርዓት ባንኪ እንታይ ለውጢ ከምጽእ`ዩ? ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ክምልሱ ፈቲኖም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG