ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ ኤድስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኸፊቱ


ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣብ መኽፈቲ`ቲ ጉባኤ ህንጡይነትን ተስፋን ዝተሓዋወሶ ስእሊ ይንጸባረቕ ኔሩ። ዓለም ኣብ መወዳእትኡ ኤድስ ክተወግድ ትኽእል`ያ ዝብል ተስፋ`ውን ይንጸባረቕ ኣሎ።

ሪፖርተራት ቪኦኤ ዝሰርሕዎ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG