ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰሙናዊ ዜና ስፖርት- ጸብጻብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ


ሰሙናዊ ዜና ስፖርት- ጸብጻብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:38 0:00

ሰሙናዊ ዜና ስፖርት- ጸብጻብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ

24 ሃገራውያን ጋንታታት ሓቚፉ ኣብ ኣይቨሪኮስት ዝቃናዕ ዘሎ ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ቀዳም ኣንጋዲት ሃገር ንጊኒ ቢሳው 2 ብ 0 ብምስዓር ጀሚራ ኣላ።

ኣይቨሪኮስት ኣቐዲማ ኣብ 1984 ዘተኣናገደት’ያ። ኣብ እዋኑ ሸሞንት ሃገራውያን ጋንታት: ን15 መዓልታት ተጻዊተን። ሕጂ ግን እቲ ውድድር ን30 መዓልታት ክቕጽል’ዩ።

ዕውቲ ሃገራዊት ጋንታ ሸውዓተ ሚልዮን ዶላር ገንዘባዊ ሽልማት ክህልዋ’ዩ። ካልኣይቲ ዝወጽአት ድማ ኣርባዕተ ሚልዮን ዶላር ክትሽለማ’ያ። ልዕሊ’ቲ ገንዘባዊ ሽልማት ግን ክብሪ’ዩ።

ዛጊት ተኻዪዱ ካብ ዘሎ 34 ውድድራት ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ሽውዓተ ግዜ ዋንጫ ዝወሰደት ግብጺ ነቲ ሰሌዳ ክትመርሖ ከላ፡ ሓሙሽተ እዋን ዋንጫ ኣፍሪቃ ዘልዓለት ካሜሮን ትስዕብ፡ ጋና ድማ ብኣርባዕተ ዋናጩ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ትርከብ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG