ዋሽንግተን —
ፌደራል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ልኽዕ ከምዛ ወርሒ’ዚኣ፣ ነቲ ኣብ 1973 ዓ.ም ምንጻል ጥንሲ ሕጋዊ ዝገበረ ውሳነ ለዊጡ፣ ንፖለቲካዊ መልኽዕ’ዛ ሃገር ዝጸልው ውሳነ ኣሕለፈ።
24 ሰነ ቅድሚ ክልተ ዓመት፣ ፌደራልላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ፣ ምንጻል ጥንሲ ሕጋዊ ዝገበረ ውሳነ ለዊጡ። ብድሕሪኡ፣ ነብስወከፍ ክፍላተ ግዝኣታት ዝመሰለን ውሳነ ክገብራ ከምዝኽእላ ስልጣን ድሕሪ ምሃቡ፣ ዛጊድ 21 ክፍላተ ግዝኣታት ምንጻል ጥንሲ ዝእግድ ኣሕሊፈን ኣለዋ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ