ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጥፈታት ንኤርትራዊያን ግዳያት ባርዕ ሓዊ ሳንታ ሮዛ ንምሕጋዝ ዝቖመ ኮሚቴ


ኣብ ከተማ ሳንታ-ሮዛ ካሊፎርንያ: ኣብ መጀመርያ`ዚ ወርሒ ብዘጋጠመ ብህቦብላ ዝተደገፈ ባርዕ ሓዊ ኣባይቶምን ንብረቶምን ንዝጠፍኦም ትሸዓተ ኤርትራውያን ስድራቤታት ንምሕጋዝ ዝቖመ ኮሚቴ ፡ ኩሉ-መደያዊ ድጋፍ ኣብ ምውህሃድ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ`ሎ።

እቲ ኮሚቴ ዛጊት ነቶም ግዳያት ኣብ ምርግጋእ ከምዝጸንሐን፡ ድሮ`ውን መባእታዊ ድጋፍ ከምዝገበረን ሓቢሩ`ሎ።

ምስ ሰለስተ ኣባላት`ታ ኮሚቴ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG