ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ተቐማጦ ካሊፎርንያ ብዛዕባ ኣብ ከባቢ ሳንታ ሮዛ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊን ዘስዓቦ ዕንወትን ይገልጹ


ኣቶ ኣማረ ሞአብጽዮን (ጸጋም)፡ ዶ/ር ነጋ ወልደሩፋኤል(ማእከል)፡ ኣቶ ሕድራይ ፍሰሀ (ጸጋም)
ኣቶ ኣማረ ሞአብጽዮን (ጸጋም)፡ ዶ/ር ነጋ ወልደሩፋኤል(ማእከል)፡ ኣቶ ሕድራይ ፍሰሀ (ጸጋም)

ኣብ ኣሜሪካ ክፍለግዝኣት ካሊፎርኒያ ብዝተለዓለ ባርዕ ዛጊት 31 ሰባት ሞይቶም ብኣማኢቲ ዝቑጸሩ ሃለዋቶም ጠፊኡ’ሎ።ብዙሓት ኣባይትን ንብረትን ዓንዮም ኣለው።

ኣብቲ ሶኑይ ዝጀመረ ባርዕ ሓዊ’ውን ቀጺሉ’ዩ። መንግስቲ ሰባት ካብ መንበሪ ገዝኦም ወይ’ውን እቲ ባርዕ ከበጽሖ ይኽእል’ዩ ዝበሎ ቦታ ክወጹ ገለ ድማ ኣብ ተጠንቐቕ ክጸንሑ ኣዚዙ’ሎ።

ምስ ገለ ነበርቲ እቲ ባርዕ ዘጋጠመ ከባቢ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG