ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብነታዊ ማሕበር፡ `ምምዕባል ኤርትራዊያን መንእሰያት ኣብ ሚኒሶታ`


ክለብ ስፖርት ደንደን
ክለብ ስፖርት ደንደን

ኣብ`ዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚኒሶታ፡ ኣብ ሚንያፖሊስን ሰይት-ፖልን ዝበሃላ መንታ-ከተማታት ዝመደበሩ፡`ደንደን ምምዕባል ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሚነሶታ` ዝተባህለ ማሕበር፡ ካብ ስፖርታዊ ንጥፈታት ሓሊፉ፡ ኣብ ትምህርቲ፡ ኣብ ጥዕናን ማሕበረ-ኮማዊ ዝምድናታትን ይነጥፍ።

ምስ ክልተ ኣባላት ቦርድ`ቲ ማሕበር ኣቶ ዘገርግሽ ቀሺ ግደይን ኣቶ ዮሴፍ ተኪኤን ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ ንመንእሰያት አባላት ማሕበር ደንደን ብኣካዳሚያዊ መዳይ ንምምዕባል ዝግበር ጻዕሪ ብዝምልከት መልሲ ብምሃብ ካልኣይ ክፋል ይጅምር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብነታዊ ማሕበር፡ `ምምዕባል ኤርትራዊያን መንእሰያት ኣብ ሚኒሶታ`
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:02 0:00

XS
SM
MD
LG