ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኤርትራዊ ማሕበር ምምዕባል መንእሰያት ኣብ ሚኒሶታ`፡ ኣብነታዊ ማሕበር


ክለብ ስፖርት ደንደን
ክለብ ስፖርት ደንደን

ካብ ስፖርት ሓሊፉ ኣብ ካልእ ኮሚኒታዎ ምምዕባል መንእሰያት`ውን ይነጥፍ

ኣብ`ዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ክፍለግዝኣት ሚኒሶታ፡ ኣብ ሚንያፖሊስን ሰይት-ፖልን ዝብሃላ መንታ-ከተማታት ዝመደበሩ፡ `ምምዕባል ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሚነሶታ` ዝብል ማሕበር፡ ካብ ስፖርታዊ ንጥፈታት ሓሊፉ፡ ኣብ ትምህርቲ፡ ኣብ ጥዕናን ማሕበረ-ኮማዊ ዝምድናታትን ይነጥፍ።

ተወልደ ወልደገብሬል፡ ንክልተ ኣባላት ቦርድ`ቲ ማሕበር ንመደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ዓዲሙ`ሎ።

ቀዳማይ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:36 0:00

Denden Sport Club
Denden Sport Club

XS
SM
MD
LG