ኣብ መይንማር ዝተኻየደ ስርሒት ምውጻእ ሓራ ኣብ ዘይሕጋዊ ስርሓት ዝተዋፈሩ ዜጋታትን ብድሆታቱን
- ዜና ቪኦኤ
ብሰበ-ስልጣን ታይላንድ፣ ቻይናን መይንማርን ዝምራሕ ስርሒት ኣብ ዶብ ታይላንድን መይንማርን ዝርከብ ናይ ምጭብርባር ማእኸላት ብምፍራስ ኣብኡ ንዝሰርሑ ዝነበሩ ካብ 30 ሃገራት ዝመፁ ብኣሽሓት ንዝቑጸሩ ሰባት ሓራ ኣውጺኦም፡ ነቲ ስርሒት ስዒቡ ናብ ሃገሮም ኣብ ምምላስ ዝተጀመረ ስጉምቲ ግን ዓብዪ ብድሆ ከም ዝኾነን ወሃቢ ቃል ሓይሊ ሓላዊ ዶብ መይንማር ካረን ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ