ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዩክሬን -- ቃልሲ ወለንተኛታት ኢድ ንዘይምሃብ


ዩክሬን -- ቃልሲ ወለንተኛታት ኢድ ንዘይምሃብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሰራዊት ሩስያ፡ ብዘይምቍራጽ ንኸተማ ካሪቭ ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ደብዲቦማ። እዚ እናዀነ ግን እታ ከተማ መዓልቲ ንጥፈታት ኣየቋረጸትን። መዓልታዊ ንግዳዊ ስራሓት ዘካይዱን ወለንታዊ ስራሕ ዝዓዩን ነቲ ዘይዓረፈ ኣባል ማሕበረሰቦም ተስፋ ክህቡዎ ይሰርሑ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብቲ ቦታ ተጓዒዛ መዓልታዊ ቃልሶም ከመይ ከም ዝመስል ሰኒዳ ኣላ።

XS
SM
MD
LG