ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቶ ሰላም መናእሰይ ኢትዮጵያ


ሕቶ ሰላም መናእሰይ ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:19 0:00

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ዝረኣዩ ዘለው ግጭታት ብሰላም ክፈትሕ መናእሰይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፉ መናእሰይ፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ዘይምርግጋዕ፣ ብዝተፈላለየ መንገዲ ይፀልዎም ምህላው ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም። እቶም መንእሰያት ቀንዲ ግዳያት ናይቲ ዝካየድ ዘሎ በበይኑ ጎንፅታት ምዃኖም'ዮም ዝገልፁ።

XS
SM
MD
LG