ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደሞክራሲያውያን ኣብ ክለሳ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ


ደሞክራሲያውያን ኣብ ክለሳ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:33 0:00

ዴሞክራሲያዊያን ኣባላት ኮንግረስ ‘’ሕሉፍ’’ ኢሎም ዝፀውዕዎ ናይ ምምሕዳር ትራምፕ ፃዕርታት ምቕያር መንግስቲ ኣሜሪካ ብንምቃፍ ነዞም ለውጥታት እዚኦም ንምቅዋም ተመፃቢዖም። ኣብ ክልቲኡ ኮንግረስ ግን ውሱን ፖለቲካዊ ፅልዋ እዩ ዘለዎም። ይኹን እምበር ርፓብሊካዊያን ምትላልን ብኽነትን ደው ንምባል ግዚኡ ዝሓለፈ ምዃኑ ብምግላፅ ነዞም ስጉምትታት ይከላኸሉ።

XS
SM
MD
LG