ኣመሪካ፡ ንቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ዘለዋ ዝገለጹ ፕረዚደንት ትራምፕ
- ዜና ቪኦኤ
ናብ ዋይት-ሃውስ ንቐዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ዓዲሞም፡ ድሕሪ’ቲ ርክብ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃቡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሮም ንወሽመጥ ቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ዘለዋ ኣካፊሎም። ኣስታት ክልተ ሚልዮን ዝበጽሑ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከም ዮርዳኖስን ግብጺን ብምግዓዝ፡ ነቲ ዓንዩ ዘሎ ወሽመጥ ናብ ዝበለጸ ቦታ ንምልዋጡ ከም ዝከኣል’ዮም ፕረዚደንት ትራምፕ ዝገልጹ። እተን ሃገራት ግን ነቲ ትልሚ ነጺገንኦ’የን።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ