ድሕሪ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ዝኸፍአ ዝተባህለ ሓደጋ ነፈርቲ ኣመሪካ ኣብ ምጽራይ ይርከብ


ድሕሪ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ዝኸፍአ ዝተባህለ ሓደጋ ነፈርቲ ኣመሪካ ኣብ ምጽራይ ይርከብ

No media source currently available

ድሕሪ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ 11 መስከረም 2001፡ ኣብ ኣመሪካ ዝኸፍአ ሓደጋ ነፈርቲ ምዃኑ ዝተገልጸ ናይ ረቡዕ ምሸት ግጭት ነፈርቲ፡ ንክፍሊ መጓዓዝያ ኣየር ኣመሪካ ኣብ ሻቕሎትን ዓቢ መርመራን ሸሚሙዎ ኣሎ ይብል ጸብጻብ ኣሶሸይትድ ፕረስ። ኣብ ክልተ እተን ዝተጋጨዋ ነፈርቲ ዝነበሩ 67 ሰባት ዝቐተለ ሓደጋ፡ እቲ ዝዓበየ ስራሕ ኰይኑ ዘሎ ጠንቁ ንምምርማር’ዩ።

​
XS
SM
MD
LG