ቅልውላው ኮንጎ -- ንተኽእሎታት ዝሰፍሐ ሰብኣዊን ፖለቲካዊን ቀውሲ
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ኲናት ዛጊት ኣይዓረፈን። ከተማ ጎማ ኣስታት ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ዝነብራ ዓባይ ከተማ ኰይና፡ ካብቶም ብሰንኪ ሰንሰለታዊ ጎንጺ ኣብታ ሃገር ተመዛቢሎም ዝጸንሑ ኣስታት ሽዱሽተ ሚልዮን ዜጋታት፡ ንኣማኢት ኣሽሓት ኣዕቊባ ዝጸንሐት’ያ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ