ክልል ትግራይ - ድሕሪ መርገጺ ወታሃደራውያን ኣዘዝቲ -- ድጋፍን ተቓውሞን ይቕጽል
ላዕለዎት ወታሃደራውያን መኮንናትን ሓለፍቲን ጸጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት ከም ዝድግፉን ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ ምትዕርራይ ንኽገብርን ድሕሪ ዝሕለፍዎ ውሳነ፡ ነቲ መርገጺ ዝድግፍን ዝቃወምን ሰለማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። ትማሊ ሰንበት ናይ ድጋፍ ሰልፍታት ዘእንገደት መቐለ፡ ሎሚ ሰኑይ ከኣ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ውዒሉ። ተመሳሳሊ ሰልፍታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ትግራይ’ውን ይረአ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ