ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ክልል ትግራይ -- “ብግዜያዊ ምምሕዳር ክሕደት ተፈጺሙ”
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባ፡ ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ነቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝቐረበ ዳግም ናይ ምቕላስ እማመ ከም ዝድግፍ ገሊጹ። ግዜያዊ ምምሕዳር ኣማስያኡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ’ውን ንመግለጺን ቅዋምን እቶም ኣዘዝቲ ሰራዊት “ዕልዋ መንግስቲ ዝኣወጀን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ናብ ሓደጋ ዘእቱን፡” ኢሉ ሰይሙዎ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ