ስምምዕ ሓማስን እስራኤልን ሓድሽ ተስፋ ይፈጥር
ጉጅለ ሓማስ ምስ እስራኤል ኣብ ዝህሉ ቀጻሊ ምልውዋጥ፣ ንኣርባዕተ ዝጨወየን ደቂ ኣንስትዮ ከምዝፈትሕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ብተራኣ ንዝኣሰረቶም ፍልስጤማዊያን ክትለቆም እያ ዝብል ትጽቢት አሎ። እዚ ከምዚሉ ከሎ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓምስን ንተበጽሐ ውዕል ምቁራጽ ተጻብኦ ባዕሎም ከም ዝፈጸሙ ዝዛረቡ ሓድሽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ እቲ ውዕል ንምቕጻሉ ይጠራጠሩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ