መሰረታዊ ስልጠና  ኣብ ኤርትራ፡ ቅድመ-ምክልኻል ንሞት ዕሽላት ኣብ እዋን ሕርሲ


መሰረታዊ ስልጠና  ኣብ ኤርትራ፡ ቅድመ-ምክልኻል ንሞት ዕሽላት ኣብ እዋን ሕርሲ

No media source currently available

ኣብ ኤርትራ ልዑል ዋሕዲ ክኢላታት ማህጸንን መወለዳንን ስለ ዘሎ፡ ነቲ ሃጓፍ ንምምላእ፡ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ጀመርቲ ሓካይምን መሕረስቲን ኣብ ዝተዋፈሩሉ ማእከላት ጥዕና፡ ነቲ ብቐረባ ምክልኻል ዝከኣል ጸገማት ባዕላቶም ክፈትሑ ከም ዝተገብረ ጸብጻባት እቲ ሚኒስትሪ የመልክቱ።

​
XS
SM
MD
LG