ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ብድምጺ ነበርቲ


ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ብድምጺ ነበርቲ

No media source currently available

ሰሉስ ኣብ ከባቢ ንሎስ-ኣንጀለስ ኣብ ዘዋስና ከተማታት ዝጀመር ባርዕ ሓዊ፡ ዛጊት ህይወት 10 ወሲዱ ካብ 150 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣስዒቡ ኣሎ። እዚ ባርዕ ጫካ ነታ ዓመታዊ ተመሳሳሊ ተርእዮ ዘይፍለያ ካሊፎርኒያ፡ ብገለ መልክዑን ዝተራእየሉ ወቕቲን ዝፍለ’ዩ። ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዜጋታት’ከ ከመይ ጸልዩ ኣሎ? ድምጺ ኣመሪካ ንገለ ነበርቲ ኣዘራሪቡ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG