ብመኪና፡ ኣብ እኩብ ህዝቢ ዝገበር ሰንሰለታዊ መጥቃዕታት -- ሓድሽ ግንባር ጽንፈኛታት
ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት ኣብ ከተማ ኒው-ኦርሊንስ፡ ሓደ ኣመሪካዊ ዜጋ ናብ እኩብ ህዝቢ ብመኪና ጣሕሲሱ ንዝፈጸመ ኣሰቃቒ ቅትለት ስዒቡ፡ ኣተኵሮ ኣብ ተመሳስሊ ተግባራት ይቐንዕ ኣሎ። እዚ ብመኪና ጌርካ ንእኩብ ህዝቢ ሓደጋ ምውራድ፡ ሓድሽ ግንባር ጽንፈኛታት ምዃኑ’ዩ መርመራ ገበን ኣመሪካ ዘጠንቅቕ። እዚ ፈለማ ኣብ ኒስ ፈረንሳይ ዝጀመረ ጃምላዊ መጥቃዕቲ ብተመሳሳሊ ኣብ ብዙሓት ምርኣዩ ድማ ሮይተርስ ጸብጺቡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ