ብሓጺሩ -- ዓመተ 2024
እዛ ሎሚ ትዛዘም ዘላ ዓመት ብዙሓት ከባቢያዊ፡ ዞባዊ ኣህጉራዊን ምዕባለታት ዝተራእዩላ’ዮም። ብሓደ ወገን ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ዓለም ምርጫ ዝገበረላ ዓመት ክትከውን እንከላ፡ ብኻልእ ድማ ኲናት ዝተጋደደሉ ዓመት’ዩ። ኣብ ገሊኡ ኣተስፋዊ ፖለቲካዊ ለውጢ ክርአ እንከሎ፡ ሰንሰለታዊ ጎንጽታት ኲናት ዩክሬን፡ ማእከላይ ምብራቕን ሱዳንን ገና ኣይዕረፈን። ኣብ መዳይ ስፖርት--ብሽክለታን ጉያ እግሪን--ግን ቀርኒ ኣፍሪቃ ግን ስሞምን ኣስማት ሃገሮም ዘድምቑ ኣትለታት ተራእዮም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 07, 2025
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
-
ለካቲት 07, 2025
መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ስደትን ይገልጹ
-
ለካቲት 06, 2025
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
-
ለካቲት 05, 2025
ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ
-
ለካቲት 05, 2025
ጃምላዊ መቕተልቲ ሽወደን -- ብዓይኒ ነባሪ’ቲ ሃገር
-
ለካቲት 05, 2025
ኣመሪካ፡ ንቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ዘለዋ ዝገለጹ ፕረዚደንት ትራምፕ