ካርተር -- 100 ዓመታት ጻንሖት፡ መሪሕ ህዝባዊ ኣገልግሎት
ብሰንበት ኣብ መበል 100 ዓመቶም ዝዓረፉ ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር፡ ማዕረ’ቲ ናይ መሪሕነት ግዜኦም፡ ካብ መዝነት ድሕሪ ምውራዶም ኣብ ዘበርከቱዎ ሓያሎ ህዝባዊ ኣገልግሎት’ውን ዝዝከሩ’ዮም። ኣብ ምውጻእ ጅሆታት ኣመሪካውያን ኣብ ኢራን ከም ዘይተዓወቱ ዝግለጹ ካርተር፡ ንስሞም ዘደምቕ ስራሓት ግን ብዙሕ’ዩ። ተመኵሮ ካርተር ኣብ ሽምግልና ሰውራ ኤርትራን ናይ ሽዑ መሪሕነት ደርግን ግን ኣሻማዊ ምዃኑ’ዮም ጽምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ተመራመርቲ ታሪኽ ዝገልጹ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 11, 2025
ዩክሬንን ሩስያን ንመደብር ጸዓት ሓድሕደን የጥቅዓ
-
ለካቲት 10, 2025
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቤት ትምህርቲ ሰብኣውነት ከፊቱ
-
ለካቲት 07, 2025
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
-
ለካቲት 07, 2025
መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ስደትን ይገልጹ
-
ለካቲት 06, 2025
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
-
ለካቲት 05, 2025
ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ