ሻሙናይ እብረ ዑደት ፕረ. ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ናብ ኣስመራ
ትማሊ ረቡዕ ንሻሙናይ ግዜኡ ናብ ኣስመራ ዝተጓዕዘ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ፡ ሎሚ ሓሙስ ንሃገሩ ቅድሚ ምምላሱ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ምርግጋእን ሓባራዊ ጽምዶን ኣመልኪቶም ምዝርራቦም ድሒሩ ዝወጽአ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣመልኪቱ። ፕረዚደንት ሓሰን ክልተ ሰሙን ድሕሪ’ቲ ኣርእስተ-ዜና ኰይኑ ዝቐነየ፡ ኣብ ኣንካራ ዝተቓንዐ፡ ርክብ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ድሕሪ ምክያዶም ምዃኑ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ