ኪንዮ ናይ ባዕሉ ፀገማት ንምምያሽ ዝቐጸለ ምህዞታት
ዳኒኤል ገብረጊዮርጊስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተመሃራይ 12 ክፍሊ’ዩ ዘሎ። ዳኒኤል ካብ ብቖልዕኡ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝርአ ሕጽረታት ንምቅላል ክምህዝን ከመሓይሽን ምጅማሩ’ዩ ዝነግር። ኣብቲ ብዙሕ ቀረባት ዘይርከቦ ገጠራት ተወሊዱ ዝዓበየ ዳኒኤል፡ ናይ ፈለማ ምህዞታቱ ንመዓልታዊ ህይወቱ ንምቅላል ከም ዝነቐለ ክገልጽ እንከሎ፡ ድሒሩ ግን ንዕኡን ዝሰፍሐ ማሕበረሰብን ይጠቅም ኣብ ዝበሎ ምህዞ’ዩ ተዋፊሩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ