በዓል ልደት -- ኣብ ትሕቲ ሰግለለት ኲናትን ተስፋን
ኣብ በበይኑ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ክርስትያን፡ ሎሚ ረቡዕ ንዝጽንበል ዘሎ ልደት ኣብ ትሕቲ ሰግለለት ኲናትን ተስፋ ንዝሓሸ መጻኢን ይጽንብሉ ኣለዉ። ደረት መኸተምታ ኣብ ዘይርኣየሉ ዘሎ ኲናት ቓዛ፡ ሊቃነ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤት ክርስትያን ጳጳስ ፍራንሲስ ብምኽንያት እዚ ዓለም ኣብ ዘስምዑዋ ቃል፡ ኣመንቲ ኣብዚ ዕለት ነቶም ብኣፈ-ሙዝ ብረት ዝቕተሉ ዘለዉ ህጻናትን ብቦምባታት ዝዓኑ ዘሎ ኣብያተ-ትምህርቲን ሕክምናን ክዝክሩ ጸዊዖም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ