ኣቤል መድሃኔ ገብረየሱስ ምስ ሓድስ መጽሓፉ
ኣብ ካናዳ ድሕሪ ምእታው ናብ ዓውዲ ሕክምና እኳ ገዓዘ፡ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት ዓሰርተ ዓመታት ከም ጋዜጠኛ ዝሰርሐ ኣቤል መድሃኔ ገብረየሱስ፡ ድሕሪ ናይ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ምረቓኡ፡ ማዕረ ብዙሓት መዛኑኡ ኤርትራውያን ብዝሓለፉዎ መንገዲ ዘጊሩ’ዩ። ኣብ ፈለማ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት እምበኣር “Time Went by 'Like This'” ብዝብል ኣርእስቲ ሓጸርቲ ውልቃዊ ተጓንፎታቱ ኣብ ኤርትራን ስደተን ዝሓዘለት መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ዘርጊሑ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ