ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምህሮ ብጸወታ


ምህሮ ብጸወታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:16 0:00

ሕቡራት ሃገራት ለበዳ ኤችኣይቪ ኤይፍስ ኣብ 2030 ከብቅዕ ይኽእል እዩ ኢሉ። እንተኾነ ግን ሕሙማት ነቲ ቫይረስ ንምቁፅፃር ትልምታት ሕክምና ክከታተሉ ከም ዘድልዮም የመልክት። ካብ መንጎ'ቶም ኣብቲ ጉዳይ ዝነጥፉ፡ ግንዛበ እቲ ቫይረስ ንምዕባይ፡ ብጸወታ ኣቢልካ ናብ ሕብረተሰብ ምስራጹ ካብ ካልእ ሜላ ምዃኑ ዛሂር ካሲን ካብ ጆሃንበርግ ዝለኣኾ ጸብጻብ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG