ምስ መንእሰያት ሰራሕቲ ድሮንን ሮቦትን

ምስ መንእሰያት ሰራሕቲ ድሮንን ሮቦትን

No media source currently available

ምስ መንእሰያት ሰራሕቲ ድሮንን ሮቦትን

ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ጨንፈረ ዞባ ማእከል ምስ ማእከል ምርምርን ዳህሳስን ተመሃሮ ብምትሕብባር ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ንሓደ ሰሙን ዝተኸፍተ ምርኢት ምርምር ሮቦትን ስራሓት ስራሓት ዲጂታላዊ ዕዮን ትማሊ ሰንበት ተዛዚሙ ኣሎ። ኣብዚ መደብ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ’ዮም ድሕሪ’ቲ ግብራዊ ትምህርቶም ውጽኢት ስራሓቶም ንህዝቢ ኣቕሪቦም። ካብ መንጎ’ቲ ዝቐረበ ስራሓት፡ ንኽልተ ዕዮ ዳህሲሱ ዝጠመተ መደብ ይስዕብ።

​
XS
SM
MD
LG