ምስ መንእሰያት ሰራሕቲ ድሮንን ሮቦትን


ምስ መንእሰያት ሰራሕቲ ድሮንን ሮቦትን

No media source currently available

ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ጨንፈረ ዞባ ማእከል ምስ ማእከል ምርምርን ዳህሳስን ተመሃሮ ብምትሕብባር ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ንሓደ ሰሙን ዝተኸፍተ ምርኢት ምርምር ሮቦትን ስራሓት ዲጂታላዊ ዕዮን ትማሊ ሰንበት ተዛዚሙ ኣሎ። ኣብዚ መደብ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ’ዮም ድሕሪ’ቲ ግብራዊ ትምህርቶም ውጽኢት ስራሓቶም ንህዝቢ ኣቕሪቦም።

​
XS
SM
MD
LG