No media source currently available
ተሓለቕቲ መሰላት ዩጋንዳ ፕረዚደንት ሙሰቪኒ ሰቪላውያን ብወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ንኽዳነዩ ብዘለዎም መርገፂ ወቕIሶም። እቶም ፕረዚደንት ንተቓምቶም ንምፅቃጥ ንወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ይጥቀምሎም’ለዉ ክብሉ እቶም ተሓለቕቲ መሰላት ይነቕፉ።