ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ


ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ

No media source currently available

ዶናልድ ትራምፕ ጉጅለ ባሻር ኣል -ኣሳድ ካብ ስልጣኖም ድሕሪ ምብራሮም ኣብ ሶሪያ ኢዶም ከም ዘየእትዉ ምልክት ይህቡ ኣለዉ። እንተኾነ ግን እቶም ምሩፅ-ፕረዚደንት ሸቶታት ኣሜሪካ ምስ ንእስራኤል ምክልኻላ፣ ንኢራን ምፍላይ ከምኡ እውን ምስ ሩስያን ቱርክን ካልኦት ተዋሳእቲን ሚዛን ክሕዙ ኣለዎም። ዞባዊ ሓይልታት ረብሓታቶም ንምርግጋፅ ይቃለሱ ኣብ ዘለውሉ ግን መፃኢ ናይታ ሃገር ንፁር ኣይኮነን።

​
XS
SM
MD
LG