ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መርማሪ ጉጅለ ደቡብ ኮርያ ምጽራይ “ፈተነ ዕልዋ” ይቕጽል፡ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ነብሱ ከሕልፍ ፈቲኑ


መርማሪ ጉጅለ ደቡብ ኮርያ ምጽራይ “ፈተነ ዕልዋ” ይቕጽል፡ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ነብሱ ከሕልፍ ፈቲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

ናብ 4 ታሕሳስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፡ ንሓጺር እዋን ዝጸንሐ ኣዋጅ ወታሃደራዊ ምሕደራ ዝኣወጀ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዩወል፡ ምናልባት ናብ “ዕልዋ” ዝጽዋዕ በደል ፈጺሙ እንተዀይኑ መርማሪ ኮሚሽን የጻሪ ኣሎ። ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዝነበረ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር’ውን ኣብ ማእሰርቲ ነብሱ ንምዕሕላፍ ፈቲኑ ከም ጸብጻባት ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይን ኣሶሽትድ ፕረስን።

XS
SM
MD
LG