ሲሃም ዓሊ -- 12 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ
ሰንበት 08 ታሕሳስ ኣብዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከባቢ ሓወልቲ፡ ንመበል 12 ዓመት ማእሰርቲ ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ንምዝካር ተሓላቒት ሰብኣዊ መሰላት ቫኔሳ ጸሃየ፡ ናይ ፖስተር ዝኽሪ ኣካዪዳ ነይራ። ወላዲ ሲሃም ናይ ቅድም ሚኒስተር ዜና ነበር ኣቶ ዒሊ ዓብዱ፡ ምስ መሪሕነት መንግስቲ ኤርትራ ተፈላልዩ ኣብ ደገ ምስ ተረፈ’ዩ ጓሉ ግዳይ 12 ማእሰርቲ ምዃና ከም ኣምኒስት ኢንተርናሽናል ዝኣመሰሉ ተሓለቕቲ ትካላት ዝገልጹ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ