ኣውፈርቲ ክሪፕቶከረንሲ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ትራምፕ ሃብቶም ክኽዕብት ይፅበዩ
- ዜና ቪኦኤ
ኣውፈርቲ ክሪፕቶ ከረንሲ ነቶም ኣብ ወፍሪ ምርጨኦም ሻምፒዮና ዲጅታላዊ ባጤራ ኮይኖም ዝተራእዩ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቐረባ ዝጅመር እዋን ምምሕዳሮም ብልዑል ተስፋ ይፅበይዎ ኣለዉ። ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዝዳንታዊ ወፍሪ ኣብ ዝገብሩሉ ዝነበሩ እዋን ማሕበረሰብ ቢትኮይን ምስቲ ቅድሚ 100 ዝነበረ ሓይሊ ብረት ኣሜሪካ ከመሳስልዎ ተሰሚዖም እዪም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ