ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ፡ ኤርትራዊያን ዝዕቆቡሉ ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ይቀራረብ

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ፡ ኤርትራዊያን ዝዕቆቡሉ ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ይቀራረብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:35 0:00

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ይቀራረብ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG