ቀዳማይ ዙር መስርሕ ምፍናውን ምጥያስን ዕጡቓት ነበር ትግራይ ጀሚሩ
ኣብ ቀደማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕበረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ኣብ ማእከላት ታህድሶ ኣሰልጢንካ ንምፍናውን ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከምዝወስድ ምክትል ኮምሽነር ኮምሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ መኩርያ ገሊፆም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ