ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበር “ጎርዞ” -- እምቢታ ንምልኪን ወጽዓን


ማሕበር “ጎርዞ” -- እምቢታ ንምልኪን ወጽዓን
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:59 0:00

ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ፡ ጎራዙ ንዝሓለፈኦ ተመኵሮ ህይወትን ሓድሕድ ምድግጋፍን ዝቖመ ማሕበር “ጎርዞ” ጸኒሑ ተበጻሕነቱ ዓብዩ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ’ውን ጨናፍር ከቝም ምጅማሩ ካብ መስረቲ እቲ ትካል ይሕብራ። እቲ መሳቱ ንመሳቱ ንምትሕብባር ዝጀመረ ምትእኽኻብ ሎሚ ዓብዩ፡ መሰላት ኣብ ምፍላጥን ንድሕሪ ኲናት ዝርአ ዘሎ ኣሰካፊ ተርእዮታት ኣብ ምቅላስን ይርከብ።

​
XS
SM
MD
LG