ኣዲስ ኣበባ —
ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ፡ ዕጡቓት ነበር ናብ ሕብረተሰብ ምፍናውን፣ ምጥያስን ስርሑ ፅባሕ ሓሙስ ኣብ ክልል ትግራይ ብዕሊ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ናይቲ ትካል ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁን፡ ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፡ ፅባሕ ሓሙስ፡ን75 ሽሕ ዕጡቓት ነበር ስልጠና ብምሃብ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ናብ ሕብረተሰብ ናይ ምፍናውን ምጥያስን መደብ ኣብ ከተማ መቐለ ክጅመር እዩ ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available
ቅጥዒ