ዳዊት ኢሳቕ -- ኣብ ዘይተረኽቦ -- ሽልማት ንሰብኣዊ ክብሪ
ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ሎሚ ሰሉስ 19 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል ምዕዳል ሽልማት ኢደልሳትም ተቐቢሉ። ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝርከብ ዳዊት ኢሳቕ፡ ሽልማቱ ብኣካል ክቕበል ስለ ዘይከኣለ፡ ጓሉ ቤትልሄም ዳዊት ኢሳቕ’ያ ነቲ ሽልማት ኣብ ክንድኡ ተረኪባ። (ምስሊ ዳዊት ኢሳቅ ካብ ስድራቤቱ ዝተረኽበ'ዩ)
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ