ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዶ/ር ደብረጽየን ንዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ብዕልዋ መንግስቲ ከሲሱ
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት “ብዕሊ ዕልዋ መንግስቲ የካይድ ኣሎ” ክብል ከሲሱ። እቲ ምምሕዳር ትማሊ ሰንበት 1 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ዘውጽፀኦ መግለፂ ምስ ዝኾነ ኣካል ናብ ልዝብ ንምቕራብ ድልው ምዃኑ ብምግላፅ ጉዳይ ክፍፍል ስልጣን ግን ናብ ልዝብ ዝቐርብ ኣይኮነን ኢሉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ