ዝመጽእ ምምሕዳር ትራምፕ ክወስዶ ዝኽእል ፖሊሲታትን -- ትንታነ


ዝመጽእ ምምሕዳር ትራምፕ ክወስዶ ዝኽእል ፖሊሲታትን -- ትንታነ

No media source currently available

ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ምርጫ ብዓብለሊ ድምጺ ምዕዋቱ እምበኣር ንገለ ኣድመጽቲን ናይ ማዕዶ ተዓዘብቲን ኣገሪሙ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ኣብ እዋን ጎስጓስ ወፍሪ ምርጫ ትራምፕ፡ እንተ ተመሪጹ ከተግብሮም ምዃኑ ቃል ዝኣተወ ብዙሓት ወገናት ከም ምስጓግ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት፡ ንኣመሪካ ዘቐደመ ፖሊሲን ንተኽእሎታት ምንጻል ኣመሪካ ካብ ዓለማዊ መድረኻትን ካልእን ይርከቦም።

​
XS
SM
MD
LG