ዶናልድ ትራምፕ መን’ዩ?


ዶናልድ ትራምፕ መን’ዩ?

No media source currently available

ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ልምዳዊ መስመር ፓርቲ ርፓብሊካውያን ኣይጸንሑን። እንተዀነ፡ ምምሕዳሮምን ወፍሪ መረጻኦምን ንፖለቲካዊ ታሪኽ ኣመሪካ ብብዙሕ መዳዩ ዘለወጠ ኰይኑ ኣሎ። ንምዃኑ ዶናልድ ትራምፕ መን’ዩ?

​
XS
SM
MD
LG