ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ዲሞክራሲያዊያን መን'ዩ?


ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ዲሞክራሲያዊያን መን'ዩ?

No media source currently available

ቲም ዎልስ ምኽትል ፕረዚደንት ንምዃን መወዳድርቲ ካመላ ሃሪስ ቅድሚ ምዃኖም ኣመሓዳሪ ክፍለ ግዝኣት ሚኒሶታ ብምዃን ክልተ ግዜ ተመሪፆም። ኣብ ወፍሪ ምርጫ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኔበራስካ ዘሕለፉዎ ግዜ ንእስነቶም ይዛረቡ።

​
XS
SM
MD
LG