ኣብ ኣመራርሓ ህወሓት ንዘሎ ፍልልይ ንምሽምጋል መራሕቲ ሃይማኖት የቀራርቡ
ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ንምፍታሕ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላማውን ፖለቲካዊን ልዝብ ንምክያድ እቶም መራሕቲ ቃል ከም ዝኣተዉ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ባዕሎም ሲኖዶስ ዝመስረቱ ሊቃነ ጳጳሳት ገሊፆም። ብኻልእ ስምምዕ ንዘላቒ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ካልኣይ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፡ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ ተስፋኦምን ስክፍታቶምን ኣካፊሎምና ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ