ኣብ ኲናት ሱዳን ሰፊሕ ገበን ጾትዊ ዓመጽ ምክያዱ መጽናዕቲ ሕ/ሃ የመልክት


ኣብ ኲናት ሱዳን ሰፊሕ ገበን ጾትዊ ዓመጽ ምክያዱ መጽናዕቲ ሕ/ሃ የመልክት

No media source currently available

ኣባላት ህጹጽ ወሃቢ ሓይሊ ሱዳን(RSF) መጠነ ሰፊሕ ገበን ጾታዊ ዓመጽ ከምዝፈጸሙ ሎሚ ሰሉስ ዝተዘርገሐ ሪፖርት ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ። ቆልዑ ከይተረፉ መሰሎም ከምዝተጋህሰ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ጾታዊ ሸውሃት ንምርዋይ ተባሂሉ ከምዝጭወያ ናጻ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዘውጸኦ ሪፖርት ጠቂሱ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG