ካልኣይ መዓልቲ ዋዕላ ደምበ ብሪክስ -- ቍጠባ፡ እገዳን ምዕራብን ኲናትን
ብቝጠባ ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝሓቘፈ ደምበ ብሪክስ ካብ ትማሊ ስሉስ ጀሚሩ ኣብ ካዛን ሩስያ ይቃናዕ ኣሎ። ኣብዚ ዋዕላ መራሕቲ 22 ሃገራት ይሳተፉ ከም ዘለዉ ሮይተርስ ኣመልኪቱ። እዘን ሃገራት ን45% ናይ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ዝሽፍና ኰይነን፡ ን35% ናይ ቍጠባ ዓለም ድማ የፍርያ። ፍርያምነት ደምበ ብሪክስ ብ2% ክዓቢ ትጽቢት ዝግበሮ ኰይኑ፡ ናይተን ብቝጠባ ዝማዕበላ ሸውዓተ ሃገራት ድማ 30% ናይ ጠቕላላ ቍጠባ ዓለም ዝቆጻጸራ ምዃነን’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 02, 2024
ተስፋ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ስደተኛታት ከተማ ሎስ ኣንጀለስ
-
ታሕሳስ 02, 2024
ዑደት ባይደን ንኣፍሪቃ -- ምክትታል ኮሮዲዮ ሎቢቶ
-
ታሕሳስ 02, 2024
ኤርትራ: ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዞባ ማእከል 2024 ተዛዚሙ
-
ሕዳር 29, 2024
ኣውፈርቲ ክሪፕቶከረንሲ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ትራምፕ ሃብቶም ክኽዕብት ይፅበዩ
-
ሕዳር 29, 2024
ምስ ደራሲ ግርማይ ገብረፃድቕ
-
ሕዳር 29, 2024
መኣዲን ጥዕናን ሕውየትን — ከም ስሙ