ኤሪ-ስታር - መደብ እግሪ ጉዕዞ ምስ ወለዲ ንኣካላዊን ስነ-ኣእምሮኣዊን ጥዕና
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ኣብ መሪላንድ ዝመደበሩ ኤሪስታር ዝተባህለ ናይ ኤርትራውያን ስፖርት ክለብ ቅድሚ ክልተ ሰሙን "መገዲ ምስ ወለዲ" ዝብል ናይ እግሪ ጉዕዞ መደብ ኣዳልዩ ኔሩ። ዕላምኡ፥ ወለዲ ምስ ደቆም እናተጓዓዙ ከዕልሉን ኣካላዊን ኣእምሮኣውን ጥዕና ንከማዕብሉን ምዃኑ ኣዳለውቲ ይገልጹ። ኣብቲ ምስ ምብራኽ ኣፍልጦ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብምትሕሓዝ ዝተዳለወ መደብ፥ ክኢላታት ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ሰብ-ሞያ ጥዕና'ውን ተረኺቦም ንወለዲ ኣስተምህሮ ሂቦም ኔሮም።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 31, 2024
ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ
-
ታሕሳስ 31, 2024
ብሓጺሩ -- ዓመተ 2024
-
ታሕሳስ 30, 2024
ካርተር -- 100 ዓመታት ጻንሖት፡ መሪሕ ህዝባዊ ኣገልግሎት
-
ታሕሳስ 27, 2024
መጽሓፍ ተስፋዬ ገብረኣብ ድሕሪ ሞቱ
-
ታሕሳስ 26, 2024
ሻሙናይ እብረ ዑደት ፕረ. ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ናብ ኣስመራ