No media source currently available
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኤልክቶራል ኮለጅ ብዝብሃል ኣገባብ’ዩ ነቲ ብህዝቢ ዝተወሃበ ድምጺ ብኸባቢኡ ቆጺሩ፡ ብመንገዲ ብዝሒ ተወከልቲ ድምጺ ዝህብ።