ምስ ደራሲ መጽሓፍ “መግዛእቲ ስኞራ”
ፈለማ ኣብ 1984 ተሓቲማ፡ ካብ ኣንበብቲ ነዊሕ ተኸዊላ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ደጊማ ኣብ 2016 ዝተሓትመት መጽሓፍ “መግዛእቲ ስኞራ፡” ንውልቃዊ ተመኵሮ ደራሲ ኣብ ኢጣልያ እተዘንቱ’ያ። ጸሓፊ ግን ቃለ-መጠየቓት ካብ ምሃብ ተቖጢቡ’ዩ ጸኒሑ። ሕጂ እምበኣር ድሕሪ ነዊሕ እዋን፡ ናብ ኖርወይ ተጓዒዙ ዝቐነየ ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ምስቲ ነባሪ ሽወደን ዝዀነ ደራሲ ገብረእግዚኣብሄር ገብረቀመቀል፡ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ረኺቡ የዕሊሉ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 03, 2025
ዘርኢ ቡን ኤክሰላ፡ ንመነባብሮ ሓረስቶት ደቡብ ሱዳን የመሓይሽ’ዶ ይኸውን?
-
መጋቢት 03, 2025
ህጹጽ ኣኼባ ሃገራት ኣውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን
-
መጋቢት 03, 2025
ዩክሬንን ቓዛን ቀንዲ ዛዕባ መደረ ፕረ.ትራምፕ ከምዝኾኑ ይግመት
-
መጋቢት 03, 2025
ዓወት ውግእ ዓድዋ -- ተዘኪሩ፡ ተኸቢሩ
-
ለካቲት 28, 2025
ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም